ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'22 ሓምለ ፈልሲ ካብ ምትካል ዝበልፅ ዓወት ኣጎናፂፋትና እያ' ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ


ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ናይ ኢትዮጵያ ሓምላይ ፀጋ ንምምላስ ሓምላይ ኣሰር ክነቐመጥ ዘቕረብክዎ ፃውዒት ብምቕባል ህዝቢ ኢትዮጵያ ወሰን ኢሉ ብምውፃእ ፈልሲ ተኺሉ’ሎ ኢሎም።

ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ መዓልቲ ልዕሊ 350 ሚሊዮን ፈልሲ ብምትካል ናይ ዓለም ክብረ ወሰን ብምምሕያሹ ነቶም ቀዳማይ ሚንስትር ከም መተኣማመኒ ድምፅን ከም ዓብይ ፖለቲካዊ ዓወትን ከምዝቑፀር ዝተፈላለዩ ወገናት እምነቶም ይገልፁ ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG