ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዑደት ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ኣብ ኢትዮጵያ

ዑደት ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ኣብ ኢትዮጵያ ሓምለ 20ን 21ን 2007

ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ኣብ ኢትዮጵያ ሓምለ 20ን 21 ንዝገብርዎ ዑደት ፍሉይ ሸፈነ ክገብርዩ። ፕረዚደንት ኦባማ ኣብ ዑደቶም ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክራኸቡዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዝተፈላለየ ፖሊሲታትን ምስ ሕብረት ኣፍሪቃን ኲናት ኣንጻር ግብረሽበራ ዝተተሓሓዘ ክልተኣዊ ጉዳያት ሃገራቶምን ክዝትዩ እዮም።

ጸብጻብ ዑደት ፕረ. ኦባማ ኣብ ኢትዮጵያ

ቪድዮ ዑደት ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ

ስእላዊ መግለጺ ዑደት ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ

XS
SM
MD
LG