ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ዝተፈላለዩ ክፍለ-ግዝኣታት ዩናትድ ስቴትስ ዝተአኻኸቡ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም


‘ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ክልል ኦሮምያ፡ጎንደርን ጋንቤላ ዝፈጸም በደል ደው ይበል። ውልቀመለኽቲ ናይ ምዕባለ አጋር ኣይኮኑን።’ ገለ ካብቲ እቶም ሰልፈኛታት ሰምዕዎም ጭርሖታት ክኾኑ ከለው እቶም ሰልፈኛታት ኣብ ክልል ኦሮሚያን ካልኦት ክፋላት ኢትዮጵያን ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ይፍጸም ኣሎ ዝበሉዎም በደላት ዝርዝር ጥርዓኖም ናብ ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ዩናይትድ ስቴትስ ኣቕሪቦም ኣለው።

XS
SM
MD
LG