ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አብ ትሕቲ ሰሃራ አፍሪቃ ዘሎ ዕብየት ኢኮኖሚ ንድኽነት ኣይነኸዮን


አብ ትሕቲ ሰሃራ አፍሪቃ አብ ዝርከባ ሃገራት ዘሎ ዕብየት ኢኮኖሚ ንድኽነት በቲ ዝድለ መጠን ኣይነከዮን ክብሉ ሓደ በዓል ሞያ ባንክ ዓለም ገሊጾም።

አብ አዲስ አበባ ይኻየድ አብ ዘሎ ዓመታዊ መጽናዕቲ ሕርሻ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ዘቅረቡ እቶም በዓል ሞያ ባንኪ ዓለም ዶ/ር ሉክ ክርስትያንሰን ብጾቶምን አብ ትሕቲ ሰሃራ አፍሪቃ ዘለዋ ሃገራት ዘመዝገብኦ ዕብየት ነቲ ዘሎ ድኽነት ብዝድለ መጠን ኣይነከየን ኢሎም። ነዚ'ውን ሓደ ምኽንያት ቁጽሪ ህዝቢ ምውሳኹ ምዃኑ ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

አብ ትሕቲ ሰሃራ አፍሪቃ ዘሎ ዕብየት ኢኮኖሚ ንድኽነት ኣይነኸዮን
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:35 0:00

XS
SM
MD
LG