ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውዱብ ጥዕና ዓለም ክታበት ቫይረስ ዚካ ንምድላው 18 ኣዋርሕ የድልይ'ዩ ኢሉ


ውድብ ጥዕና ዓለም ዓብይ መጠን ዘለዎ ፈተነ ክታበት ኣብ ልዕሊ ቫይረስ ዚካ ክካይድ ብውሑዱ 18 ኣዋርሕ ከምዘድልዮ ኣፍሊጡ።

ኣብዚ ክታበት ናይ ምንዳይ ስራሕ ገለ 15 ኩባንያታት መጽናዕቲ የኻይዳ ከምዘለዋ ወሃቢት ቃል ውዱብ ጥዕና ዓለም (WHO) ገሊጸን።

ቫይረስ ዚካ ምስ'ቲ ንዕብየት ሓንጎል ዘተዓጓጉል ንሸክና ርእሲ በቲ ቫይረስ ካብ ዝተጠቕዓ ኣዴታት ዝውለዱ ህጻናት ዘንእስን ሕማም ማይክሮሰፋሊ ዝተተሓዘ ምኳኑ ምግላጹ ይዝከር።

XS
SM
MD
LG