ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልተ ኤርትራውያን ኣብ`ቲ ፕረሲደንት ኢሳያስ ዝበሎ ንሕገ-መንግስቲ ዝምልከት ይካትዑ


ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብምኽንያት ሓዲሽ ዓመት 2015 ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝሃብዎ ቃለ-መጠይቕ፡ እቲ ኣብ 1997 ዝጸደቐ ቅዋም ከይተተግበረ ከምዝሞተ ብምጥቃስ፡ ሓዲሽ ቅዋም ይንደፍ ከምዘሎ ገሊጾም`ዮም።

ተቓዋማይ መንግስቲ ኣቶ ዓብደልራሕማን ሰይድን፡ ደጋፊ መንግስቲ ኣቶ ኣሉላ ኣብራሃምን ( ክልቲኦም ካብ ዓዲ-እንግሊዝ ) ኣብ ርኢቶ ኣቶ ኢሳያስን ትሕዝቶ ሕገ-መንግስትን ተካቲዖም ኣለዉ።

1ይ ክፋል
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:21 0:00

XS
SM
MD
LG