ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጸበባ ብሰብ ሰርሖ ሓጹር ዝተረሓሓቃ አባላት ቤተሰብ


ብሰንኺ መንግስታት ኤርትራ ኢትዮጵያን ዝፈጠርዎ ቅልውላው መልሲ ዘይረኸበ ሕቶ ህዝቢ'ዩ ናይ ሎሚ ቀንዲ መዘራረቢ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ። ቅድሚ ዓመታት ዝቀረበ መደብ አገዳሲ ኮይኑ ስለዝረኸብናዮ ንደግሞ አለና።

አብ ዘረባና ሎሚ ናብ ወ/ሮ ሃይማኖት ብመሰረት ደዊልና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ እዛ ቤተሰብ'ዚኣ ሎሚ'ውን ምስተፈላለየት'ያ ዘላ። ካልእ መዓልቲ ንካልኦት ተራሓሒቀን ዘለዋ ኣባላት ቤተሰብን ስድራቤትን ከነቅርበልኩም ኢና።

ምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ አብዚ ይኸአል።

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:58 0:00

XS
SM
MD
LG