ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ ጽልሚ ምስ ስዒድ ብርሃኑ ካብ ኣስመራ ብዛዕባ ሓዳሽ ዜምኡ፡ ምስ ካሕሳይ ገ/ሄር ካብ ኣዲስ ኣበባ ብዛዕባ ጳጉሜን


Said Birhanu
Said Birhanu

ስነ-ጥበባዊ ስዒድ ብርሃኑ ኣብ`ዚ ዓመት`ዚ ዘውጽኣ ኣብ መርዕኡ ዝተጻወታ ደርፊ ካብ መንጎ ናይ`ዚ ዓመት`ዚ ዝለዓላ ደርፍታት ኮይና`ላ።

እታ ደርፊ፡ ካብ ህርመታ ጀሚሩ ክሳብ`ቲ ኣብ ቪድዮ ተቐሪጹ ዘሎ ምርኢት ተሳተፍቲ መርዓ፡ ፍሉይነት ኣለዋ።

ኣብ`ዚ መደብ ቂሔ-ጽልሚ ተዓዲሙ`ሎ።

Said Birhanu
Said Birhanu

ካልእ ኣብ`ዚ ፕሮግራም ትረኽብዎ፡ ብዛዕባ`ቲ ድሕሪ ጽባሕ ሰንበት ዝኣቱ ጳጉሜን`ዩ። ኣብ`ቲ ባህላዊ ኣፍልጦ ዘለዎ ካሕሳይ ገብረዝግኣብሄር ካብ ኣዲስ ኣበባ ተዓዲሙ`ሎ።

Girls Celebrate Ashenda Tradition
Girls Celebrate Ashenda Tradition

መደብ ቂሔ-ጽልሚ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:14:04 0:00

XS
SM
MD
LG