ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራን ኢትዮጵያን ስለምንታይ ብሰላም ምንባር ስኢነን


ኢትዮጵያና ኤርትራ
ኢትዮጵያና ኤርትራ

ኣቶ ተወልደ ብእምነትን ኣቶ ተስፋሁን ካሕሳይን ኣብ ኣድላይነት ሰላም ይሰማምዑ

ኣቶ ተወልደ ብእምነትን ኣቶ ተስፋሁን ካሕሳይን ኣብ ኣፈታትሓ ዶብ ግን ኣይሰማምዑን። እቲ ሓደ ነቲ ዝፈረምካሉ “ናይ መወዳእታን ቀያድን” ፍርዲ ምኽባር ይብል፡ እቲ ሓደ ከኣ ባድመ ኣብ እዋን ረፈረንደም ኤርትራ ይኹን ድሕሪኡ ኣብ ትሕቲ ግዝኣት ኢትዮጵያ ዝጸንሐት ከባቢ`ያ ይብል።

ካልኣይ ክፋል ርኢቶ ክልቲኦም ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:13:19 0:00

XS
SM
MD
LG