Sunday, May 19, 2013 ሰዓት'ቲ ከባቢ 03:58

Horn of Africa

ሊቃውንቲ ቤተ-ክርስትያን ኣብ ኣቆጻጽራ ዓውደ ኣዋርሕ ይዘራራቡ

ካብ መቐለ ሊቀሊቃውንቲ ያረድ ካሳ፡ ካብ ኣስመራ ቀሺ ብርሃነ ዘርኣይ`ዮም

Multimedia

ድምፂ
መጠን ፅሑፍ - +
ሊቀ-ሊቃውንቲ ያረድ ካሳ ካብ መቐለ፡ መጽሓፈ ቅዱሳዊ ኣቆጻጽራ ትኽተል ኢትዮጵያ ስለዝኾነት፡ ኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ይብሃል ይብሉ።
 
ቀሺ ብርሃነ ዘርኣይ ካብ ኣስመራ ድማ፡ እዚ ህዝቢ ሓበሻ ንጥቀመሉ ዘለና ኣቆጻጽራ፡ ሊቀ-ጳጳስ ዲመጥሮስ ዝቐመሮ ስለዝኾነ፡ ኣቆጻጽራ ሓበሻ ወይ ዲመጥሮሳዊ ኣቆጻጽራ እንተበልናዮ ዝብል ርኢቶ ይህቡ።
ነቲ ወግዒ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
People to People program
Loading
12:00:00 / -:--:--