ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ታረቀ ተስፋሂወትን ሽዊት መዝገቦን ኣብ ሓንቲ ዜማ


Tareke Tesfahiwet-Shewit Mezghebo
Tareke Tesfahiwet-Shewit Mezghebo

ዜማ ይኹን ግጥሚ ክንውከስ ከለና ምንጪ ክንሕብር ናይ ስነጥበባውያን ግዴታ`ዩ ይብል ኣርቲስት ታረቀ ተስፋሂወት

መንእሰይ ድምጻዊት ሸዊት መዝገቦ፡ " ጸማእካኒ" ትብል ሓዳስ ዜማ፡ ታረቀ ብዙሕ ከምዝፈተወላ ይገልጽ። ባህላዊት ወይ ያታዊት መሰረት ዘለዋ ምዃና`ውን ይምስክር። "ኣብ`ቲ ድርብ ዘሎ ዜማን ግጥምን ግን ናተይ ስለዝኮኾነ" ክሕተት ኔሩኒ በሃላይ`ዩ።

Tareke Tesfahiwet2
Tareke Tesfahiwet2

ዜማ ይኹን ግጥሚ ክንውከስ ከለና ምንጪ ክንሕብር ናይ ስነጥበባውያን ግዴታ`ዩ ይብል ኣርቲስት ታረቀ ተስፋሂወት:

Shewit-Mezghebo-2
Shewit-Mezghebo-2

ሸዊት ብወገና፡ ኣብ ድምጻዊ ታረቀ ዘለዋ ናእዳ ልዑል ምዃኑ ትገልጽ። ነታ ዜማን ግጥምን ዝሃባ ፍስሃ ዘሪሁን ምዃኑ ብምሕባር ድማ " ናተይ ርድኢት ናይ ህዝቢ ዜማ ዝብል`ዩ" ትብል።

ክልቲኦም ስነ-ጥበባውያን፡ ንቐጻሊ ብሓባር ንምስራሕ ዘለዎም ክቱር ድልየት ብምግልላጽ ከኣ ብፍቕሪ ተፈላልዮም።

please wait

No media source currently available

0:00 0:13:23 0:00


XS
SM
MD
LG