ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተፃባእቲ ደቡብ ሱዳን ኣብ ክልተ ኣጀንዳታት ክላዘቡ ተሰማሚዖም


ልዝብ ሰላም ደቡብ ሱዳን
ልዝብ ሰላም ደቡብ ሱዳን
ተፃባእቲ ሓይልታት ደቡብ ሱዳን ነቲ ልዕሊ ሰለስተ ሰሙናት ዝዘለቀ ግጭት ንከብቅዕ ዝሕግዝ ልዝብ ሰላም ኣብ ኣዲስ ኣበባ የካይዱ‘ለው።

ክልቲኦም ወገናት ሎሚ ሰሉስ ኣብ ዘካየድዎ ልዝብ፣ውግእ ዝቋረፀሉን ኩነታት ኣብ ቁፅፅር መንግስቲ ዘለው 11 እሱራትን ኣማእኪሎም ክዘራረቡን ተሰማሚዖም።

እቲ ልዝብ ንመዓልታት ተደናጉዩ‘ዮ።ወከልቲ ክልቲኦም ወገናት ግና፣ኣብ ፍታሕ ክንበፅሕ ኢና ኢሎም ቃል ኣትዮም‘ዮም።

እቲ ግጭት ንሞት ሓደ ሽሕ፣ንምፍንቃልን ስደትን ክልተ ሚእቲ ሽሕ ሰባት ጠንቂ ኮይኑ‘ሎ።
XS
SM
MD
LG