ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢህወዴግ ዴሞክራሲያዊ ዝበሎ ውፅኢት ሃገራዊ ምርጫ ተቓወምቲ ኣይንቕበሎን ኢሎም


Opposition party MEDREK's leaders say voting was rigged 1
Opposition party MEDREK's leaders say voting was rigged 1

ሓምሻይ ሃገራውን ክልላውን ሃገራውን ምርጫ ሰላማዊ፣ ዴሞክራሲያውን ተኣማንነት ኮይኑ ተዛዚሙ ኢሎም ቀዳማይ ምንስቴር ሃይለማሪያም ደሳለኝ።ኢህወዴግ ካብ ህዝቢ ዝተውሃቦ ዓብዪን ከቢድን ሕድሪ ብዝለዓለ መንፈስ ሓላፍነት ክዋፅኦ እዩ ኢሎም እውን ኢሎም።

ተቓወምቲ ፓርትታት ግን ነቲ ውፅኢት ኣይንቕበሎን ኢሎም ኣለው።

ምኽትል ኣቦ መንበር መድረኽ ዶ/ር መረራ ጉዲና።ልዕሊ 200 ሽሕ ኣፈፀምቲ ምርጫ ከምኡ እውን ካብ ህዝቢ ዝተመርፁ ዝተብሃሉ ካልኦት ልዕሊ 200 ሽሕ ተዓዘብቲ ተባሂሎም ዝተመደቡ ምሉእ ብምሉእ ብዝብሃል ደረጃ ብኢህወዴግ ዝተዋፈርሉ ብምዃኑ ነፃ ኣይኮነን ኢሎም።

ሰማይዊ ፓርቲ እውን ናይ 2007 ዓ/ ሓፈሻዊ መረፃ ዘይፍትሓዊ፣ ወገናውን ተኣማንነት ዘይብሉን ብምዃኑ ነቲ መስርሕ ይኹን ንውፅኢቱ ኣይንቕበሎን ኢሉ’ሎ።ንምሉእ ድምፂ ኣብዚ ይስምዑ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:05:30 0:00

XS
SM
MD
LG