ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ባዶ ዝተበገሰ ቴክኖሎጂስት ኤልያስ ገ/ማርያም


ትካል ኤልያስ ገ/ማርያም
ትካል ኤልያስ ገ/ማርያም
ኣብ ኢትዮዽያ ይቦቅሉ ካብ ዘለው ማእከላት ምርምርን ቴክኖሎጂን ሓደ ኣብ መቀለ ዝደኮነት ትካል ፖወርን ኤሌክትሮሜካኒካልን‘ያ።

መስራታይን ወናኒን‘ታ ትካል ኤልያስ ገብረ ማርያም ኣብ ሓንቲ ንእስን ፅብብን ዝበለት ቦታ (ዎርክ-ሾፕ) ብክልተ ሽሕ ቅርሺ ቅድሚ ዓሰርተ ዓመት ናይ ባዕሉ ስራሕ ከምዝጀመረ ይዝክር።ሎሚ ኤልያስ ልዕሊ ዕስራ ሰራሕተኛታት ዕድል ስራሕ ፈጢሩሎም፣ወናኒ ሚልዮናት ቅርሺ‘ውን ኮይኑ ከምዘሎ ይዛረብ።

ኣብ ስግግር ቴክኖሎጂ፣ንሃገሩ ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ምድሓን ናይ ገዛእ ርእሱ ኣበርክቶ ከምዘለዎ‘ውን ይዛረብ ናይ ሎሚ ጋሻ ሳይንስን ቴክኖሎጂን።

ቀዳማይ ክፋል እቲ ቃለ-ምልልስ ቀሪቡ‘ሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:39 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG