ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋያሹ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ብሰንኪ ዂናት ኢትዮ-ኤርትራ ዝተፈላለያ ኤርትራዊትን ኢትዮጵያዊትን


Map of Eritrea and Ethiopia
Map of Eritrea and Ethiopia

ኣምለሰት ምስግና ኣብ ጊንዳዕ ኤርትራ ንግስቲ ኣሰፋ ድማ ኣብ ዓዲግራት ኢትዮጵያ ይንብራ።ቅድሚ ኲናት ኢትዮ-ኤርትራ ኣብ ጊንዳዕ ሓቢረን ይነብራ ነይረን።ዘሕለፍኦ ፅቡቕ እዋን እናዘከራ ንሓዋሩ ንምርኻብ ተስፋ ይገብራ።ዝርዝሩ ይስምዑ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:05:48 0:00

XS
SM
MD
LG