Saturday, October 25, 2014 ሰዓት'ቲ ከባቢ 16:43

People to People

ዝርግሐን ምቁፅፃርን HIV/AIDS መዘራረቢ ህዝቢ ምስ ህብዚ

HIV AIDS
HIV AIDS
ገብረ ገብረመድህን


መደብ ህዝቢ ምስ ህብዚ ኣብ ጉዳይ ኤችኣይቪ/ኤዲስ - ቀዳማይ ኽፋል
መደብ ህዝቢ ምስ ህብዚ ኣብ ጉዳይ ኤችኣይቪ/ኤዲስ - ቀዳማይ ኽፋልi
|| 0:00:00
...
 
🔇
X

መደብ ህዝቢ ምስ ህብዚ ኣብ ጉዳይ ኤችኣይቪ/ኤዲስ - ኻልኣይ ኽፋል
መደብ ህዝቢ ምስ ህብዚ ኣብ ጉዳይ ኤችኣይቪ/ኤዲስ - ኻልኣይ ኽፋልi
|| 0:00:00
...
 
🔇
X


HIV/AIDS ኣብ 1981 ኣ/ፈ ኣብ ዓለም ካብ ዝኽሰት ከቢድ ጉድኣት ከምዘብፅሐን ኣብ 2011 ኣ/ፈ ብዝተኻየደ መፅናዕቲ ድማ ልዕሊ 25 ሚሊዮን ሰባት በቲ ሕማም ከምዝሞቱ ዶ/ር ዳውድ ሰይድ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኢስት ካሮላይና ዝርከብ ኽፍሊ ሕክምና ፕሮፌሰር ተመሓላለፍቲ ሕማማትን ሓላፊ ስልጠናን ገሊፆም።17.3 ሚሊዮን ዝግመቱ ህፃውንቲ ሓደ ካብ ወለዶም ወይ ክልቲኦም ወለዶም ዝስኣኑ ከምኡ’ውን ኣብዚ እዋን እዚ ክሳብ 34 ሚሊዮን ዝግመቱ ሰባት ምስቲ ቫይረስ ይነብሩ ከምዘለው ነቲ መፅናዕቲ ብምጥቓስ ሓቢሮም።

 ኣብ ሁስተን ቴክሳስ ስፔሻሊስት ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝኾኑ ዶ/ር ሰለሞን ገብረድንግል ብውገኖም እቲ ሕማም ብበዝሒ ዝርኣየሉ ከባቢ ኣብ ትሕቲ ስሃራ ኣፍሪካ ከምዝኾነን ካብቶም 34 ሚሊዮን ምስቲ ቫይረስ ዝነብሩ ሰባት 66 ሚእታዊ ወይድማ 22 ሚሊዮን ሰባት ኣብዚ ዞባ እዚ ከምዝርከቡን ሓቢሮም።ንዝርዝሩ የድምፁ
እዚ መድረኽ'ዚ ተዓፅዩ'ሎ
ሪኢቶ
     
ኣብ'ዚ ቅጥዒ'ዚ ሪኢቶ የለን።ፈላማይ ኩን።