ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስደት መንእሰያት -፡ መዘራረቢ አርእስቲ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ


ስደት መንእሰያት -፡ መዘራረቢ አርእስቲ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ

Senay Kesete
Senay Kesete

ሰናይ ኸሰተ ካብ ክፍለ-ግዝኣት ቨርጅንያ፣ ሜሮን ሰመዳር ኸኣ ካብ ክፍለ-ግዝኣት ካሊፎርንያ ከባቢ በይ ኤርያ ኣብ ልዕሊ ጉዳይ ስደት መንእሰያትን ከምኡ'ውን መበገስን መፍትሒ ክኸውን ይኽእል እዩ ዝበሎዎ ሓሳባትን ኣብ ናይ ሎሚ ንሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ አጋይሽ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ገሊፆም።

ኣብ ክሊ ዕድመ መንእሰይ ዝርከቡን ሰናይ ኸሰተ ሜሮን ሰመዳር ኸኣ ካብ ክፍለ-ግዝኣት ካሊፎርንያ ከባቢ በይ ኤርያ ኣብ ዝሕሓለፈ መወዳእታ ወርሕሒ ሓምለ'ውን ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ዑደት ፕረዚደንት ኦባማ አመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ ቃል-መጠይቅ ርኢቶኦም ተዛሪቦም ምንባሮም ይዝከር ።

ሜሮን ሰመዳር
ሜሮን ሰመዳር

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:15:13 0:00

XS
SM
MD
LG