ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኸተማ ናይሮቢ ኬንያ ዝካየድ መጥቃዕቲ ምሉእ ንምሉእ ምህድኡ ኣይተረጋገጸን


Paramedics run outside the Westgate Mall in Nairobi after heavy shooting, Sept. 23, 2013.
Paramedics run outside the Westgate Mall in Nairobi after heavy shooting, Sept. 23, 2013.

ኬንያ ኣብ ሶማልያ ንእተካይዶ ወተሃደራዊ ወፍሪ ሕነ ንምፍዳይ`ዩ ይብል ኣል-ሸባብ

ኣብ ኸተማ ናይሮቢ ኬንያ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ናብ 70 ዝጽግዑ ከምዝተቐትሉ ይንገር ኣሎ።

ሓይልታት ጸጥታ ኬንያ፡ ኩሉ መተሓላለፊ ህንጻታት`ቲ ማእከል ዕዳጋ ተቖጻጺርናዮ ይብል፡ እቲ ህንጻ ብምልኡ ውሑስ ምዃኑ ግን መረጋገጺ ኣይሃቡን።

እቲ ኣብ ምዕቡል ማእከል ዕዳጋ ናይሮቢ ዝፍጸም መጥቃዕቲ ካብ ቀዳም ዝጀመረ ምዃኑ ይፍለጥ፡
kenya-attack
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:52 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG