ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ-ጽልሚ፡ ምስ ድምጻዊት ሳባ ዓንድማርያም ካብ ኣስመራ፡ ምስ መምህር ገብረኺዳን ካብ መቐለ


ሳባ ዓንድማርያም፡ ኣብ`ዚ ዓመት`ዚ ብዝልዓለ ደረጃ ካብ ዝስምዑ ዘለዉ ድምጻውያን ሓንቲ`ያ።

ኣብ`ዚ ወርሒ መስከረም ካብ ዝዝርገሓታ “ዕዋላ” ትብል ዜማ፡ ኣብ ሰማዕቲ ፍሉይ ጠመተ ጌራ ከምዘላ፡ ኣብ ዩትዩብ ዝንህር ዘሎ ቁጽሪ በጻሕቲ ከርኢ ይኽእል ይኸውን።

ካልእ ኣብ ናይ ሎሚ ቂሔ-ጽልሚ ቀሪቦም ዘለዉ፡ ናይ ኩልሻዕ ጋሻና መምህር ገብረኺዳን ደስታ`ዮም። ካብ ግእዝ ዝተወርሳ ሰለስተ ፊደላት ክጽረባ ይደልዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG