ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ኢትዮጵያ ዝርከብአን ኣብ ኢማራት ዓረብ ዝርከባ ሰራሕተኛታት ገዛ ፡ከቢድ በደል ይፍጸመን ከምዘሎ ሁማን ራይትስ ዋች ሪፖርት ኣውጺኡ


ካብ ፍሊፒኒስ ዝኸደት ማረሊ ብሩዋ " ነታ ተስርሓኒ ዓመይ፡ ዝብላዕ ስኢነ እንተበልክዋ፡ ብገንዘብ ዓዲገ ዘምጻእኩኺ ክተማርሪ መሰል ይብልክን ኢላትኒ " ትብል።

ኣብ ነፍስወክፍ ዓመት 10`ታት ኣሸሓት ናብ ኢማራት ዓረብ ከምዝኣትዋ ሁማን ራይትስ ዋች ይገልጽ።

ምሉእ ሪፖርት ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Human rights watch report-Domestic workers
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:13 0:00
መራገፊ


XS
SM
MD
LG