ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ትግራይ ብግእዝ ንምዝርራብ ዝሕግዝ መፅሓፍ ተሓቲሙ


Hafte & G/hiwot
Hafte & G/hiwot

ተአምኆት በልሳነ ግእዝ ማለት እውን ዝርርብ ብግእዝ ታሓቲማ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ከተማ መቐለ ተመሪቓ’ላ።
እታ መፅሓፍ “ታሪኽን ቅያን ወለዱ ኣንቢቡ ዝትርጉም ሕብረተሰብ ንምፍጣር ዝዓለመ እዩ” ይብል ተምሃራይ ገብረሂወት ተኽለዲማኖስ።



እቶም ተምሃሮ ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ብዘጣየሽዎ ጉጅለ ምምህሃር፣ዛጊድ 750 ተምሃሮ ግእዝ ተማሂሮም ኣለዉ። ኣብ ቀረባ እዋን ድማ ምስ ትካል ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ብምትሕግጋዝ መዝገበ ቃላት ግእዝ ንምሕታም ኣብ ምቅርራብ ይርከቡ።
ነቲ መፅሓፍ ኣብ ምድላው ዩኒቨርሲቲ መቐለ ንዝገበረሎም ሓገዝ ድማ ኣመስጊኖም።

XS
SM
MD
LG