ናይ ሎሚ ምሸት ፈነወና ኩነታት ሓደርቲ ጎደና ኣብ ኢትዮዽያ ኣማእኪሉ ሴቭ ዘችልድረን ዘካየዶ መፅናዕቲ፣መንግስቲ ኢትዮዽያ ን25 ላዕለዎት ሰበ ስልጣንን ነጋዶን ብግዕዝይና ከምዝኣሰረ ይፍለጥ።ንክልተ ኢትዮዽያዊያን ዓዲምና ኣዘራሪብና‘ለና።
ሙሉእ ናይ ዓርቢ ፈነወ