ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንልዕሊ 14 ዓመታት ዝተፈላለያ ኣባላት ሓንቲ ስድራ-ቤት ተራኺበን!


Ethiopia - Eritrea
Ethiopia - Eritrea

ብጠንቂ ዳሕረዋይ ውግእ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ክልቲኡ ወገን ዓሰርተታት ኣሻሓት ሰባት ሞይቶም፡ማእለያ ዘይብሉ ንብረት ዓንዩን በሪሱን ከምኡውን ሓቢሮም ይነብሩ ንዝነበሩ ህዝቢታት ፈላልዩን በታቲኑን’ዩ።እቲ ፀገም ሎሚ’ውን ኣይተፈትሐን።

ግዳያት’ቲ ክልቲኦም መንግስታት ዘካየድዎ ኹናት ኮይነን ንዓመታት ክራኸባ ዘይካኣላ ኣደን ጓልን ንሎሚ መድብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ዓዲምና ኣለና።ተኸታተሉና።

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:25 0:00

XS
SM
MD
LG