ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕብረት አውሮጳ ካብ ማእከላይ ምብራቅ ንዝመጹ ስደተኛታትን ፍልሰተኛታን አብ ምጥያስ ኣባላቱ ከምዝተሰማማዓ አፍሊጡ


ሕብረት አውሮጳ ኩናት ካብ ዝለበዶ ዞባ ማእከላይ ምብራቅን ዝመጹ ስደተኛታትን ፍልሰተኛታን አብ ምጥያስ ከምዝተሰማማዓ አፍሊጡ።

እዚ ከምዚ'ሉ ከሎ ቱርኪ ብሕብረት አውሮጳ ዝምወሉ ሽዱሽተ ሓደሽቲ መቀበሊ ስደተኛታት ንምምስራት ቀዳምነት ከምትሕብ አፍሊጣ'ላ።

ሕብረት አውሮጳ አብ መዕቆቢ ስደተኛታት ቱርኪ፡ሊባኖስ፡ዮርዳኖስን ሓዊሱ ካብቲ ሕብረት ወጻኢ ዝርከቡ 22 ሽሕ ሶርያዊያን ስደተኛታት ንምጥያስ አብ ዝሓለፈ ሓሙስ ተሰማሚዑ'ሎ።

XS
SM
MD
LG