ሰንበት, ለካቲት 07, 2016 ሰዓት'ቲ ከባቢ 15:40

    ዜና / ቀርኒ ኣፍሪቃ

    ማሕበር ኢትዮዽያውያንን ኤርትራውያንን ብከንቲባ ሳንሆሴ ተሸሊሙ

    ኣርማ‘ቲ ማሕበርኣርማ‘ቲ ማሕበር
    x
    ኣርማ‘ቲ ማሕበር
    ኣርማ‘ቲ ማሕበር
    ኣብ ኣሜሪካ ዝቆመ ምሕዝነታዊ ርክብ ኢትዮዽያን ኤርትራን፣ ሽልማት ተቀቢሉ።ዶ/ር ዳንኤል ተ/ኣብን ኣቶ ፈረደ ነጋሽን‘ዮም ኣጋይሽ ናይ ሎሚ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ።

    ዶ/ር ዳንኤል ተ/ኣብ እቲ ሽልማትን ኣፍልጦን ንቀፃላይ መደባት እቲ ሓባራዊ ማሕበር ሓይሊ ዝውስኽ፣ሽፋን ሚድያ ንክረክብን ምስ ህዝቢ ኣብ ምልላይ ስራሕቲና ከሐግዘና‘ዩ ይብል።

    ኣባል ቦርድ‘ቲ ማሕበር ዝኾነ ዶ/ር ዳንኤል፣ብርክት ዝበሉ ኣባላት ኮሚኒቲ ኢትዮዽያን ኤርትራን ንዕላማ‘ቲ ማሕበር ገና ኣይረኸብዎን ዘለው ኢሉ።ንሱ ወሲኹ፣ኣብ ሞንጎ ኢትዮዽያውያንን ኤርትራውያንን ብሕልፊ መራሕቲ ሃይማኖት ዝተጀመረ ስራሕ ዘተባብዕ ምኻኑ‘ውን ጠቂሱ።
    ኣዳምጹ
    ኣዳምጹi
    || 0:00:00
    ...    
     
    X
    እዚ መድረኽ'ዚ ተዓፅዩ'ሎ
    ሪኢቶ
         
    ኣብ'ዚ ቅጥዒ'ዚ ሪኢቶ የለን።ፈላማይ ኩን።