ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያን ግብፅን ንፅልወአን ኣብ ሓባራዊ ረብሓ ክውዕላ ተሰማሚዔን!


Getachew Reda
Getachew Reda

“መራሕቲ ኢትዮጵያን ግብፅን ኣብ’ቲ ዞባን ኣህጉርን ንዘለዎም ፅልዋ ተጠቂሞም ንሓባራዊ ረብሓ ንክሰርሑ ከምዝተሰማማዑ” ተፈሊጡ’ሎ።

መራሕቲ ኢትዮጵያን ግብፅን ስሩዕ ኣኼባ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ቅድሚ ምጅማሩ ተራኺቦም ኣብ ሓባራዊ ጉዳያት ተዘራሪቦም’ለው።

ኣማኻሪ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ንቪኦኤ ብመሰረት ዝሃብዎ ቃለ-ምልልስ ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳላኝን ፕረዚደንት ኣል-ሲሲን ስግር ግድብ ኣባይ ኣልዒሎም ትማሊ ምሸት ተዘራሪቦም ኢሎም፡-

ፕረዚደንት ኣል-ሲሲ ብጠንቂ ኣብ ሃገሮም ተፈፂሙ ዝተባሃለ መጥቃዕቲ ጉጅለ ፈጠርቲ ራዕዲ፡ ንኣኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣቓሪፆም ንዓዶም ከምዝተመለሱ ምንጭታትና ይሕብሩ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:05:42 0:00

XS
SM
MD
LG