ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

‘ብመሰረት ድልየት ህዝቢ - ኢትዮጵያን ጂቡቲን ክሓብራ ይኽእላ’የን’ ኢሎም መራሒ ጂቡቲ !


ኢትዮ-ጅቡቲ
ኢትዮ-ጅቡቲ

ኣብ’ዚ ቀረባ መዓልትት ምስ ጋዜጠኛታት ዝተዘራረቡ ፕረዚደንት ጂቡቲ “ድልየት ህዝቢታት ኢትዮጵያን ጂቡቲን እንተኾይኑ ክልቲኤን ሃገራት ሓንቲ ሃገር ክኾናን ናብ ትግንባረ ክንኣቱን ይግባእ ኢሎም”።

ንሶም ነዚ ሪኢቶ’ዚ ዝሃቡ፡ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ዝፀንሐ ታሪኻዊ ዝምድና ንምጥንካር ተኸታታሊ ህንፀት መሓውራዊ ቅርፂ ከም ፅርግያ፡ መንገዲ ባቡርን ኤለክትሪክን ድሕሪ ምርካባ’ዩ።

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኒውዮርክ ዘምህሩ ዶ/ር ገለዴዎስ ኣርኣያ ብዛዕባ ሪኢቶ ፕረዚደንት እስማዕል ኦማር ጉሌ ኣብ ዝፃሓፍዎ “እቶም ፕረዚደንት ንካልኣይ ጊዜ’ዮም ከም’ዚ ዓይነት ሓሳብ ዘቅርቡ ዘለው።ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ግና ውሽጣዊ፡ዞባዊን ዓለም-ለኻዊን ረቓሒታት’ውን ሓጋዛይ ኮይኑ ስለዘሎ፡ህዝብን መንግስታትን ክልቲኤን ሃገራት ነቲ ኩነታት ተጠንቂቆም ክትግብርዎ ይግባእ” ኢሎም።

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:26 0:00

XS
SM
MD
LG