ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም-2ይ ክፋል


Ambassador Girma Asmerom
Ambassador Girma Asmerom

ብቐድሙ`ውን ኣብ ሓሶት ዝተመርኮሰ ጠቐነ`ዩ ሕጂተቖጻጻሪ ጉጅለ ዝበሎ`ውን ንሱ`ዩ፡ ኤርትራ ንኣልሸባብ ኣይትድግፍን`ያ

ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ኤርትራ ግርማ ኣስመሮም፡ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ሶማልያን ኤርትራን፡ ኤርትራ ንኣልሸባብ ከምትሕግዝ ዝሕብር መረጋገጺ የለን እናበለ ኸሎ፡ ናብ ኣስመራ ክኣቱ ኣይተፈቕደሉን ኢልካ ማዕቀብ ምንዋሕ፡ እቲ ብቐደሙ እንፈልጦ ፓለቲካዊ ጉልባብ`ዩ ኢሎም።

"ብቐድሙ`ውን ኣብ ሓሶት ዝተመርኮሰ ጠቐነ`ዩ ሕጂተቖጻጻሪ ጉጅለ ዝበሎ`ውን ንሱ`ዩ፡ ኤርትራ ንኣልሸባብ ኣይትድግፍን`ያ"

ንሎሚ ብዛዕባ ጉዳይ ጅቡትን፡ ተቓወምቲ ኢትዮጵያን ከምኡ`ውን ንግዲ-ደቂ-ሰባትን ካልኦት ተዛመድቲ ነጥብታትን ተሓቲቶም ኣለዉ፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:28 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG