ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ዘለዋ ኩባንያታት ማዕድን ኣብ ምዝመዛ ናጻ ጉልበት ይሳተፋ ከይህልዋ፡ ሁማን ራይትስ ዋች ተሻቒሉ


Eritrea-Bisha-Mining
Eritrea-Bisha-Mining

ካብ`ተን ኩባንያታት ሓደ Nevsun Resources ግን ኣብ ትካልና ናጻ ምዝመዛ ጉልበት ኣይነፍቅድን ኢና ይብል

ኣብ ኤርትራ ብቕልጡፍ ኩነታት እናዓምበበ ኣብ ዝኸይድ ዘሎ ዘፈር-ማዕድን ተዋፊሮም ዘለዉ ኩባንያታት ማዕድን፡ ናይ ጥንቃቐ ስጉምቲ እንተዘይወሲዶም ኣብ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል ተሳተፍቲ ናይ ምዃን ሓደጋ ኸምዝጽበዮም Human Rights Watch የሰምዕ።

በቲ ኽሲ ዝተጠቕሰ ካናዳዊ Nevsun Resources ግን፡ ኣብ ቢሻ ዝሰርሑ ኩሎም ዘይተጣየሹ ተመልመልቲ ሃገራዊ ኣገልግሎት ከምዘይኮኑ ናይ ምርግጋጽ ጽኑዕ ፖሊሲ ኣለና ይብል።
Nevsun Resources ኣብ 2011 ጥራሕ ፡ 614 ሚልዮን ዝዋግኡ ወርቂ ኣውጺኡ`ሎ ይብል እቲ ትካል።

ምሉእ ጸብጻብ ተኸታተሉ
Eritrea-Bisha-Mining-HRW
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:31 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG