ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ዝሓለፉ ’20 ዓመታት እዋን ናፅነት ኤርትራ’ እንታይ ተፈፂሙ? (2ይ ክፋል)


Eritrea-Bisha-Mining
Eritrea-Bisha-Mining
ኣብ ኤርትራ እቲ ዝዋሓደ ክንፅበዮ ዘለና፣ሓደ ሰብ ተኣሲሩ፣ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ ብገበኑ፣ዘቅትል እንተኾይኑ ክመውት፣ዘእስር እንተኾይኑ ክእሰር ተዘየለ ናፃ ክፍታሕ‘ዩ ይብል ዶ/ር ጋይም።ዝተኣሰረ ሰብ ኣበይ ከምዝኣተወ ቤተ-ሰቡ ዘይፈልጡ እንተኾይኑ፣ሞይቱ ሬስኡ ወይ ሬሳኣ ዘይቅበሉ እንተዳኣኮይኖም፣እቶም ነዚ ናፅነት ከምፅኡ ዝሞቱ ሎሚ ተሲኦም እንተዝሪኡ እንታይ ምበሉ? ኢሉ‘ውን ይሓትት ንሱ።

ኣቶ ክፍለየሱስ ምስግና ብወገኑ፣እዞም ሎሚ ንመንግስቲ ኤርትራ ሎሚ ብግህሰት ሰብኣዊ መሰላት፣ህዝቢ ኤርትራ ክጭፍጨፍ ከሎ ኣበይ ነይሮም? ሕጂ ህዝቢ ኤርትራ ርሂቡሉ ኣብ‘ቲ ዝንቀሳቀሰሉ ጊዜ፣መሰል ህዝቢ ኤርትራ ይሕሎ የለን ኢሎም ክዛረቡ ከለው፣ንፈልጥ ኢና ኣብ ዓለም እንታይ ይፍፀም ከምዘሎ፣ንክበልዕዋ ዝደለይዋ ጅግራስ ኣባ-ጉምባሕ ይብልዋ ይብል።እዞም ትካላት መደብ ኣለዎም‘ውን በለ።

ካልኣይን ቀዳማይን ክፋላት እቲ ብምኽንያት መዓልቲ ናፅነት ኤርትራ ዝተዳለወ ክትዕ ኣዳምፁ።
(2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:18 0:00
መራገፊ

(1ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:21 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG