ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ ኣንፃር ጉጅለ ኣስላማዊ መንግስቲ ጨንፈር ሊብያ ዘለዋ ኣማራፂ'ታይ እዩ?


ዶ/ር መሓሪ ታደለ ማሩ
ዶ/ር መሓሪ ታደለ ማሩ

ዶ/ር መሓሪ ታደለ ማሩ ‘ግብረ-መልሲ ነቲ ጉጅለ እስላማዊ መንግስቲ ጨንፈር ሊብያ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኢትዮጵያዊያን ዘውረዶ ግፍዒ ብሰለስተ ኣንፈት መፍትሒ ክረክብ’ ይምዕዱ።

ቀዳማይ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዋሕስ ኣልቦ-መጥቃዕቲ ግብረ-ሸበራዊያን ኮይኑ ዘሎ ባይታ ምጥንኻርን ምዕቃብን፣ጉዳይ ስደተኛታት ብሕልፊ ኣብ መናእሰይ ዘድሀቡ መደባትን ስትራተጂን ብውዱብ መልክዕ ክትግበርን ሳልሳይ ዓለም-ለኸ ማሕበረ-ሰብ ኣተሓባቢርካ ኣብ ልዕሊ’ቶም ግፍዒ ዝፈፀሙ ፈጠርቲ ራዕዲ ወትሃደራዊ ስጉምቲ ምፍናው’።

ካብ ሞንጎ’ቶም ግዳያት ገሊኦም ክሳብ ሚእቲ ሽሕ ቅርሺ ከፊሎም ናብ ሊብያ ዝኣተው ምስ ምኻኖም መንቀሊ’ዚ ‘ትራጅዲ’ዚ’ ድኽነት ኣይኮነን ዝበሉ ዶ/ር መሓሪ ‘እዚ ናይ ኣረኣእያ ፀገም’ውን’ዩ፣ንድኽነት ብምጥፋእ ይፍታሕ’ዩ ዝብል እምነት የብለይን’ ይብሉ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:09:17 0:00
please wait

No media source currently available

0:00 0:18:03 0:00

XS
SM
MD
LG