ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መፅሓፍ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ብዓይኒ ባዓል ሞያ ሕጊ (1ይ ክፍሊ)


መፅሓፍ ኣቶ ገብሩ ኣስራት
መፅሓፍ ኣቶ ገብሩ ኣስራት

ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተ ዲሲን ከባቢኣን ናይ ሕጊ ጠበቓ ኣቶ ሙሉጌታ ኣረጋዊ ’’ልኡላውነትን ዴሞክራስን ኣብ ኢትዮጵያ ‘’ዘርእስታ ብኣቶ ገብሩ ኣስራት ንዝተፅሓፈት መፅሓፍ ብዓይኒ ሕጊ ገምጊምምልና ኣለው።

ኣብ ሓድ ሓደ ኣቶ ገብሩ ዘልዓልዎም ነጥብታት እውን ሪኢቱኦም ኣካፊሎምና ኣለው።ንዝርዝሩ የምድፁ።

ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣቶ ሙሉጌታ ኣረጋዊ(ቀዳማይ ክፍሊ)
please wait

No media source currently available

0:00 0:16:44 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG