ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስ ፀሓፊት ‘ዝተሰርቀ ፍትሒ‘ ዝተካየደ ዕላል


‘ዝተሰርቀ ፍትሒ‘
‘ዝተሰርቀ ፍትሒ‘

‘ዝተሰርቀ ፍትሑ‘ ንዘርእስቱ መፅሓፍ ዝሰነደት ወ/ሮ ፅጌ መብራህቱ፣ ብሕልፊ ኣብ ናብራ ስደት ዝነብር ህዝቢ ካብ ተመክሮይ ክማሃር ይግባእ ትብል።

ንሳ ምስ ቪኦኤ ኣብ ዘካየደቶ ቃለ-መጠይቅ“ቀደም ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ስደተኛ ይፍፀም ዝነበረ በደል ግልፅን ቀጥታዊን ነይሩ፣ሎሚ ግን ኣዝዩ ሰላሕታዊን ስልታዊን‘ዩ” ትብል

ኣብ ሓደ ዘመን ኣዝዩ መኽሰባይ ዝነበረ ስራሕ ብጉድለት ፍትሒ ተመንጢላ ናብ ሙግትን ሳሓቦን ጉተቶን ከምዝኣተወትን፣ኣብ መባእታዊ መስርሕ ፍትሒ ተዓዊታ ክሳብ ኣርባዕተ ሚልዮን ዶላር ካሕሳ ከምዝተበየነላን፣ዳሓር ግና ሰማዓይ ይግባይ ቤት ፍርዲ ናብ ዘይእመን መጠን ገንዘብ ከምዘነከዮን ትዛረብ።

 ሙሉእ ቃለ-መጠይቅ ምስ ወ/ሮ ፅጌ ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:42 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG