ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ ጽልሚ፡ ንስነ-ጥበባዊት ወይኒሃረግ ሃይለ ክብሪ ይህብ


Artist Weinihareg Haile -Beki
Artist Weinihareg Haile -Beki

ካብ ኣስመራ፡ መቐለን ካልኦት ከባብታት ዓለምን፡ ብዛዕባ በኪ ይምስክሩ

'ወይኒ ንስነ-ጥበብ ዝተፈጥረት ንባዕላ ጥበብ`ያ` ይብል ደበሳይ ወልዱ። ተስፋናን ኣብነትናን ስኢና ትብል መረብ እስቲፋኖስ። ብንያም ብእምነት ብዛዕባ ድምቀትን ክብርን ስነ-ስርዓት ቀብሪ ወይኒሃረግ ይዝርዝር።

ካብ ትግራይ፡ ግርማይ ገብሩ ተመሳሳሊ ስምዒት ዝፈጠረሎም ኢትዮጵያውያን ኣቕሪቡ`ሎ።

ካብ ዋሺንግተን ዲሲ፡ መሓሪ ገብረኣብ ንበኪ ገጢሙላ`ሎ። ብዛዕባ መስርሕ ምሕጋዝ ስድራቤት በኪ ድማ ዓወት ዑቕባይ ካብ መነሶታ ሓበረታ ሂቡ`ሎ።

ካልኦት ስነ-ጥበባውያን`ውን ርኢቶኦም ዝሃብሉ ቂሔ-ጽልሚ ኣብ`ዚ ምክትታል ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:18:03 0:00

XS
SM
MD
LG