ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዶ/ር ከላሊ ኣድሃና-፡ ጋሻ መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን


ዶ/ር ከላሊ አድሃና
ዶ/ር ከላሊ አድሃና

ኣብ ናይ ሎማዕንቲ መደብ ሳይንስን ቴኮሎጂን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ብሓፈሻ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ብፍላይ ንጥፈታት ሳይንስ ህዋ ዝምልከት እዩ

ዶ/ር ከላሊ ኣድሃና ናይ ዓለም-ለኸ ማሕበረሰብ ኣስትሮኖሚ ወይ ሳይንስ ህዋ ዳይረክተር ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ቀርኒ ኣፍሪካ እዮም። ብተወሳኺ ኣቦ መንበር ቦርድ ናይ ኢትዮጵያ ማሕበረሰብ ሳይንስ ህዋ እዮም።ዶ/ር ከላሊ ብዛዕባ ንጥፈታት እቶም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ ኣካላትን ናብዚ ናብ ዩናይትድ ስቴትስ ዝመፅሉ ተልእኾን መብርሂ ሂቦምና ኣለው።

ቀዳማይ ክፋል ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል

please wait

No media source currently available

0:00 0:09:59 0:00


XS
SM
MD
LG