ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

` ቀ/ሚ ሃይለማርያም ናይ ዅናት ጡሩንባ ኣብ ክንዲ ምንፋሕ ካብ ታሪኽ እንተዝምሃር ምሓሾ ኔሩ` ኣቶ ጸሃየ ፋሲል


ኣብ ሚንስትሪ ወጻኢ ኤርትራ ዲረክተር ቤት ጽሕፈት ሚንስተር ኣቶ ጸሃየ ፋሲል ንቪኦኤ ኣብ ዝሃቦ ቃለ-መጠይቕ፡ ሰብ-ስልጣን ኢትዮጵያ ካብ ቀንዲ ዓለም-ለኻዊ ሕጊ ንምህዳምን፡ ኣብ ውሽጢ ዓዶም ንዘሎ ህዝባዊ ዘይምርግጋእ ንምሽፋንን ክብሉ በብግዚኡ ናይ ኩናት ጥሩምባ ምንፋሕ ልማዶም`ዩ ኢሉ።

ኣቶ ጸሃየ ነዚ መልሲ`ዚ ዝሃበ፡ ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ፡ ኤርትራ ምትርማስና ጠጠው ዘይተብል እንተኾይና ስጉምቲ ክንወስድ ኢና ድሕሪ ምባሎም`ዩ።

ምስ ኣቶ ጸሃየ ፋሲል ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል.

please wait

No media source currently available

0:00 0:05:53 0:00

XS
SM
MD
LG