ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ ጽልሚ፡ ምስ መምህርን ጋዜጠኛን ኣቶ ግርማይ ገብረጻድቕ


Kaleidoscope
Kaleidoscope

ኣብ ዓድግራት ብዛዕባ ቋንቋ ትግርኛን ኩነታቱን ዝዘራረብ ዓውደ መጽናዕቲ ተኻይዱ ኔሩ። ኣብኡ ኣቶ ግርማይ ገብረጻድቕ ንኣጠቓቕማ ቃላትን ሓረግን ትግርኛ ዝምልከት ሓደ ኣብነት ኣቕሪቡ ኔሩ።

ንሱ ንሓዉ ድምጻዊ ገብረዝጊኣብሄር ገብረጻድቕ ግጥምታት ይደርስ ከምዝነበረ ይገልጽ።

ምስ ግርማይ ገብሩ ኣዋጊዑ`ሎ ንከታተል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:51 0:00

XS
SM
MD
LG