ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኢትዮጵያ ፍጹም ኣብ ዝተጋህሰሉ፡ ፕረሲደንት ኦባማ ናብ`ታ ሃገር ክበጽሑ ምሕሳቦም ጌጋ `ዩ ኢሎም ተቓወምቲ


Barack Obama
Barack Obama

ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኢትዮጵያ ፍጹም ኣብ ዝተጋህሰሉ፡ ፕረሲደንት ኦባማ ናብ`ታ ሃገር ክበጽሑ ምሕሳቦም ጌጋ `ዩ ኢሎም ተቓወምቲ።

3ተ ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ኽትኣምኖ ብዘይትኽእል ኹነታት ዝተገልጸ ውጽኢት ምርጫ ምቕባል ማለት ንሕገ-ኣልቦነት ምትብባዕ`ዩ ኸምኡ`ውን ንውልቀመለኽቲ ምሽላም`ዩ ኢሎም።

ንምብጻሕ ፕረሲደንት ኦባማ ዝተቓወሙ ፓርትታት፡ ካብ መጸ ግን ንዓና`ውን ከዛርበና ኣለዎ ይብሉ።

ዓለም-ለኸ ተሟገቲ ሰብኣዊ ምሰላት፡ ከነታት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣሻቒልዎም ኣሎ፡ ፕረሲደንት ኦባማ`ውን ኣብ ዑደቶም ክዛረብሉ ይሓቱ`ለዉ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:04:16 0:00

XS
SM
MD
LG