ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልተ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ርትዓውነት ምርጫ ኢትዮጵያ ብበሊሕ ይፈላለዩ


Senay Kesete
Senay Kesete

እቲ ሓደ ንተቓወምቲ ` ኣጀንዳ ስለዝይብሎም`ዮም ተሳዒሮም` ክብል ከሎ፡ እቲ ሓደ ንኢህወደግ ድምጺ ህዝቢ ብምስራቕ ይኸስስ

ኣማንኤል በርሀን ሰናይ ከሰተን ይብሃሉ። ክልቲኦም ካብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ `ዮም። እቲ ሓደ ንተቓወምቲ ` ኣጀንዳ ስለዝይብሎም`ዮም ተሳዒሮም` ክብል ከሎ፡ እቲ ሓደ ንኢህወደግ ድምጺ ህዝቢ ብምስራቕ ይኸስስ

ኣማንኤል፡ ኢህወደግ ነቲ ምርጫ እንተድኣ ስዒርዎ`ውን ህዝቢ ዝሃቦ ድምጺ`ዩ፡ ን ኮታ ኢሉ ካብ ተቓወምቲ ናብ ፓርላማ ከእቱ የብሉን ይብል።

ሰናይ ብወገኑ፡ ዲሞክራሲያዊ መስርሕ ኢትዮጵያ ናብ ዝኸፍአ ደረጃ ዝወረደሉ ናይ ዓለም መስሓቕ ክብል ይገልጾ።

ክልቲኦም ዝገበርዎ ክትዕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል

please wait

No media source currently available

0:00 0:12:09 0:00

XS
SM
MD
LG