ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ብልሽውናን ስርቅን ኣቲዮም ንዝበልዎም `ውሑዳት ሓለፍቲ ` ኣጠንቂቖም


Eritrea 24th
Eritrea 24th

ኤርትራ መበል 24 ዓመት ናጽነታ፡ ብ “ልዑል ንጥፈታትን መንፈስ ሓርበኝነትን” ተብዕል ኣላ

ኤርትራ መበል 24 ዓመት ናጽነታ፡ ብ “ልዑል ንጥፈታትን መንፈስ ሓርበኝነትን” ተብዕል ኣላ።

ብመሰረት ጸብጻባት መንግስታዊ ሚድያ፡ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ተኸታታሊ ጽንብላትን በዓላትን ክካየድ ቀኒዩ`ዩ።

ሎሚ ኣብ ስታድየም ኣስመራ መደረ ዘስምዑ ፕረሲደንት ኢሳያስ፡ ሰበስልጣን መንግስቲ ብኣቋራጭ ሃብቲ ክድልቡ ከይፍትኑ ኣጠንቂቖም;

please wait

No media source currently available

0:00 0:01:18 0:00

XS
SM
MD
LG