ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናብ የመን ዝሰግሩ ኢትዮጵያውያን ዝሓለፈ ወርሒ መጋቢት ቁጽሮም ንሂሩ ምንባሩ ዝጠቐሰ IOM፡ ድሕሪ ደብዳብ ነፍርቲ ስዑድያ ግን እቲ ቑጽሪ ምንካዩ ኣፍሊጡ


`ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት መንግስቲ የመን ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ኢትዮጵያውያን መዝጊቡ`ዩ` ኢሉ ኣህጉራዊ ውድብ ማይግርሽን

ክሳብ ዝሓልፈ ወርሒ መጋቢት ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ናብ የመን ይሰግሩ ከምዝነበሩ፡ ብፍላይ ዝሓለፈ መጋቢት ግን፡ ገሊኦም በቲ ዝተፈጥረ ዕግርግር ናብ ካልእ ሃገር ናይ ምስፋር ዕድል ክኽፈተልና ይኽእል`ዩ ካብ ዝብል እምነት እቲ ቑጽሪ ኣዓሪዩ ወሲኹ ምንባሩ ኣህጉራዊ ውድብ ስደትኛታት ገሊጹ`ሎ።

"`ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት መንግስቲ የመን፡ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ኢትዮጵያውያን መዝጊቡ`ዩ"። ካብኣቶም ናብ ስዑድያ ንምስጋር ናብ የመን ዝኸዱ ምዃኖም `ውን ይጠቅስ።

ልዕሊ 81 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ብዘይ ሕጋውያን ኣስገርቲ ብጀላቡ ናብ የመን ሰጊሮም ከምዘለዉ`ውን IOM ንቪኦኤ ነጊሩ`ሎ።

ምሉእ ጸብጻብ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:01:19 0:00

XS
SM
MD
LG