ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ - ብዛዕባ ልዝብ ኑክሌር ኢራን መርገፂ እስራኤል ኩነታት ማእኸላይ ምብራቅን


middle east map
middle east map

እስራኤል ነቲ ኣሜሪካን ካልኦት ሓሙሽተ ሓያላት ሃገራትን ምስ ኢራን ኣብ ልዕል ኑክሌር ኢራን ክገብረኦ ይኽእላ'የን ዝበሃል ዘሎ ውዕል አትሪራ ትቃወሞ'ላ።

ንባዕላ ሓይሊ ኑክሌር ትውንን'ያ ተባሂላ ትሕመ እስራኤል ነዚ ትብለሉ ዘላ ምኽንያትን ኣብ ማእኸላይ ምብራቅ ብጠቅላላ ዝርኤ ዘሎ ኩነታትን ብዝምልከት ዶ/ር በርህ ሃብተጊዮርጊስ ካብ አትላንታ አቶ ሙሉጌታ አረጋዊ ኪኢላ ሕጊ ካብ ዋሽንግተን ዲሲ ሙሁራዊ ትንተና ሂቢምና'ለዉ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቑ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:18:12 0:00

XS
SM
MD
LG