ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቅትለት 3ተ ቆልዑት፡ ብርእይቶ ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ሽረ


Map of Eritrea and Ethiopia
Map of Eritrea and Ethiopia

ንክብሮም ክልተ ደቁን ሓንቲ ሓፍቱን መን ቀቲልዎም? ፖሊስ ትግራይ ገብረኪዳን ኪዳኑ ምጽራይና ወዲእና ኢና ይብል

ኣቶ ክብሮም ፍቕረዝጊ፡ ሰለስተ ኣባላት ስድርኡ ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ምስ ሰገሩ ተቐቲሎምኒ ይብል።

ፖሊስ`ቲ ኸባቢ`ውን ወረቐት መንነት ናይቶም ሰባት ጽው ኣብ ዝበለ ቦታ ከምዝተረኸበ ይገልጽ። እቲ ቦታ ካብ ኤርትራ ቀረባ ምስ ምዃኑ ድማ ብሸነኽ ኤርትራ`ውም ምጽራይ ምግባር የድሊ ይብል።

ኣቶ ኽብሮም ግን፡ "ኣብ ኣመሪካ ከለኹ ደቅኻ ኣትዮም ተባሂለ ኔረ`የ" ብምባል ገለ ምስጥር ከይህሉ ይጥርጥር።

ቪኦ ኤ ምስ ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ሽረ ገብረኪዳን ኪዳኑ ዝገበሮ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:14:28 0:00

XS
SM
MD
LG