ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ: ርእሳ ተመሓድረሉ ስልጣን፡ ዝሓለፈ ወርሒ ጥሪ፡ ካብ ሮማዊ ርእሰ-ሊቃነ-ጳጳሳት ተዋሂብዋ


Abune Mengisteab-2
Abune Mengisteab-2

`ምስ ካቶሊካዊት ቤ/ክ ኢትዮጵያ ብሓባር ንሰርሓሉ ዕድላት ሕጂ`ውን ኣሎ`

ቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ: ርእሳ ተመሓድረሉ ስልጣን፡ ዝሓለፈ ወርሒ ጥሪ፡ ካብ ሮማዊ ርእሰ-ሊቃነ-ጳጳሳት ተዋሂብዋ`ሎ ።

ርእሰ-ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንቸስኮ ፡ ዝሓለፈ 19 ጥሪ 2015፡ ኣብ ኤርትራ “ መትሮፖሊሳዊት ርእሰ ምህድርት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ” ክምስረት ወሲኖም።

ሊቀ-ጳጳስ ዘመንበረ ኣስመራ ኣቡነ መንግስተኣብ ተስፋማርያም ኣብ`ዚ ን ቪኦኤ ዝሃብዎ ቃለ-መጠይቕ፡ እቲ ኣብ ኣስመራ ዝቐውም ጵጵስና ኣብ`ተን ካልኦት ሰበኻታት ጣልቃ ብምእታው ዝእዝዝ ዘይኮነስ ምስ`ተን ሰበኻታት እናተላዘበ፡ ምስ ሮማ ኣብ ዘሎ ርክብ ብዝምልከት ከም ወኪል ኮይኑ ዝሰርሕ `ዩ ኢሎም።

`ምስ ካቶሊካዊት ቤ/ክ ኢትዮጵያ ብሓባር ንሰርሓሉ ዕድላት ሕጂ`ውን ኣሎ` ኢሎም።

ምስ ኣቡነ መንግስተኣብ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:11:19 0:00

XS
SM
MD
LG