ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራውያን ኣብ ጉዳይ ጸወታ ሱፐር ቦውል ርኢቶኦም ይህቡ

Malcolm Butler (R) of the New England Patriots intercepts a pass intended for Ricardo Lockette (L) of the Seattle Seahawks late in the fourth quarter of Super Bowl XLIX at University of Phoenix Stadium in Glendale, AZ.

ፉት ቦል ዝብሃል ጸወታ ኣብ ኣመሪካ እቲ ዝዓበየ ስፖርት`ዩ

ፉት ቦል ዝብሃል ጸወታ ኣብ ኣመሪካ እቲ ዝዓበየ ስፖርት`ዩ፡ እቲ ኣመሪካዊ ስፖርት ብሱፐር ቦውል ይዛዘም። ንዋንጫ ማለት`ዩ።

ንዋንጫ ዝተጋጠሙ ጋንታታት ናይ ሲያትል ሲሃውክን ናይ ኒው እንግላንድ ፓትሪዮትን`ዮም።

ደጋፊ ጋንታ ሲያትል ፊጹም ተስፋማርያምን ደጋፊ ጋንታ ፓትሪዮትስ ከፋሊ ተወልደ ካብ ቦስተንን፡ ኣብ ናይ ሎሚ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ ሓዘኖምን ታሕጓሶምን ገሊጾም ኣለዉ።

ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:08:55 0:00

XS
SM
MD
LG