ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘረባ መራሒ ዓረና ከተዓዛዝበና`ዩ ኢሎም ሓላፊ ጸጥታ ትግራይ


Hasil pemilu tahun 2005 di Ethiopia dipertentangkan hasilnya.
Hasil pemilu tahun 2005 di Ethiopia dipertentangkan hasilnya.

ሓላፊ ጸጥታ ክሊ ትግራይ ኣቶ ሓዲሽ ዘነበ፡ መርሒ ዓረና ፖሊስ ንኻልእ ሰበይቲ ከይኣስር ዕንቅፋት ስለዝኽኾነ ኢዩ ተኣሲሩ ኢሉ።

መራሒ ዓረና ኣቶ ብርሃኑ በርሀ ፖሊስ ኣብ ልዕለይ ፖሊቲካዊ ማእሰርቲ ፈጺሞም፡ ናብ ገዛ ቤተሰብይ ብጸልማት ዘምጽእ ኣይነበሮምን ይብሉ።

ኣቶ ሓዲሽ ዘነበ ድማ፡ መርሒ ዓረና ዝብልዎ ዘለዉ ሓሶት`ዩ፡ ፖሊስ ብጸልማት ናብ`ቲ ዝነበርዎ ገዛ ኣይመጸን ኢሉ።

ኣቶ ብርሃኑ ሕጂ ተፈቲሖም`ዮም።

ምስ ኣቶ ሓዲሽ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል

please wait

No media source currently available

0:00 0:03:49 0:00

XS
SM
MD
LG