ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ቂሔ-ዕልሚ-ዕላል ምስ ስነ-ጥበባውያን


Nahom Yohannes-2015
Nahom Yohannes-2015

ኣብ ኣስመራ መርዓ ኣብ ዝተፈፀመሉ እዋን፡ ሓደ መርዓዊ ንምርዓቱ ከይተፀበየቶ ደሪፉላ። እታ ደርፊ ንዘሕለፍናዮ ናይ ክልቲኤና ህይወት ተዘኻኽርያ ይብል መርዓዊ ናሆም ዮሃንስ። ኣብዚ ናይ ሎሚ መደብ ቂሔ-ፅልሚ ኣብ ምቅራፅ እታ ደርፊ ዝተዋሰአ ጊታሪስት ጌዴዎን ጎይቶኦም እውን ተሳቲፉሎ።

ሙሉእ ትሕዝቶ መደብ ቂሔ-ዕልሚ- ፡ ዕላል ምስ ስነ-ጥበባውያን፣ ናሆም ዮሃንስን ጊደዎን ጎይቶኦምን ካብ ኣስመራ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠዉቁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:12:32 0:00

XS
SM
MD
LG