ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራን ኢትዮጵያን -፡ ኣብ ምቁፅፃርን ምንካይን ተመሓላለፍቲ ሕማማት


ዶ/ር ኣርኣያ ብርሃነ ካብ ከተማ ኣስመራ፣ ዳይረክተር ምቁፅፃር ተመሓላለፍቲ ሕማማት፣ አቶ ሓጎስ ጎደፋይ ካብ ከተማ መቀለ ቢሮ ጥዕና ክሊ ትግራይ ቢሮ ሓላፊ ፣ ኣብተን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ መጠን ሕማም ኤች ኣይ ቪን ንምንካዩን ንምጥፍኡን ዝግበር ዘሎ ፃዕሪታትን ኣመልኪቶም ንሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ገሊፆም'ለዉ።

ሕማም ኢቦላ ኣብቲ ከባቢ ከም ዘይተራእያ ብምግላፅ ግን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኾነ ኣብ ዶባት ናይ ዳህሳስ አገባባት ብምቅማጥ ኣድላይ ምድላዋት ከምዝተገብረ አብሪሆም።

ሙሉእ ፕሮግራም ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:14:34 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG