ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋሻ መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ፡- ዶ/ር ገ/እግዚኣብሄር ፀጋይ ኣባል ሃገራዊ ኣካዳሚ ሳይንስ

Ghebre E. Tzeghai, PhD '84, Elected to National Academy of Engineering
Ghebre E. Tzeghai, PhD '84, Elected to National Academy of Engineering

ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ዶ/ር ገ/እግዚኣብሄር ፀጋይ ኣባል ሃገራዊ ኣካዳሚ ሳይንስ ክፍሊ ባዮ-መዲካል ምህንድስና ዩናይትድ ሴትይትስ ብምኻን ሎሚ ቅነ ተመሪፁ'ሎ።

Ghebre E. Tzeghai, PhD '84, Elected to National Academy of Engineering
Ghebre E. Tzeghai, PhD '84, Elected to National Academy of Engineering

150 ዓመታት ኣቢሉ ብፕረዚደንት ኣብርሃም ሊንክን ዝተመስረት ሃገራዊ ሳይንስ ኣካዳሚ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ዓለምን ንዝፍጠሩ ኩነታትን ሓደጋታትን ህፁፅ ፍታሕን ጠመተን ንዝጠልቡ ኩነታት ብዝምልከት ተመያይጡ ንመንግስቲ ኣሜሪካ ብኡ ኣቢሉ ኸአ ንኻልኦት ሃገራት ምኽሪን ስትራቲጂን ዘቅርብ ኣካል' ምኻኑ ዶ/ር ገ/እግዚኣብሄር ገሊፁ'ሎ።

ሓደ ካብቲ ኣብዚ እዋንዚ ዝሰርሓሉ ዘሎ ኸአ ነቲ ንዓለም ኣርዒዱ ዘሎ ሕማም ኢቦላ'ዩ።

ንሎሚ ቀዳማይ ክፍሊ ቀሪቡ'ሎ። ንምስምዑ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:40 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG