ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምትሕብባርና አድላይ'ዩ ይብሉ ሚኒስተራት ወፃኢ ኢትዮጵያን ግብፂን


ምኒስቲራት ወፃኢ ግብፅን ኢትዮዽያን
ምኒስቲራት ወፃኢ ግብፅን ኢትዮዽያን

ኣብ ኢትዮጵያ ይህነፅ ምስ ዘሎ ግድብ ህዳሴ ብዝተተሓሓዘ አዲስ አበባ ዝአተው ሚኒስትሪ ወፃኢ ግብፂ ሳምሃ ሸኩሪ፣ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኝን ሚኒስተር ወፃኢ ዶ/ር ቴድሮስ አድሓኖም ተራኺቦም።

መራሕቲ ክልቲኣተን ሃገራት ቅድሚ ኣዋርሕ ኣብ ማላቡ ዝገበርዎ ምይይጥ ንዝሓሸ ርክብ ሓድሽ ምዕራፍ ኸፊቱ ክብሉ እቶም ሚኒስተራት ወፃኢ ክልቲኣተን ሃገራት ብሓባር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ተዛሪቦም።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ዽምፂ ጠውቁ።

Ethiopia-Egypt-FM
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:27 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG